ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ተንከፍ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ጎማን ባትሪን መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት፣ ናይ መኪና ባትሪ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ