ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይዕፀዉ

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30

3 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቕረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ አተሓሒዙ ከቕርብ አለዎ

4 ማህተም ዝዓሮፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 50 30

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s