ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ሕትመት ሎት 3 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 4 ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 5 ጎማታት መኪና ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት መኪና ፣ ካላማደርያ ፣ ባትርን ፣ ኮንፈረንስ ቼርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ