ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ከዚህ በታች የተጠቀሱትን መኪና እና የኮንስትራክሽን ማሽነሪ በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ