ተዓፅዩ

ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ