ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቆራን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን : አቁሑት ፅሬት : ሰነዳት ሕትመት :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርካሪ : ንኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016
posted:ልዕሊ 3 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
bidding: search status closed

ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ  ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ብምዉሰድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ሰርተፊከት ምዝገባ ቫት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክላራሲዩን ሰርተፊከት መቅረባይነት ዝቅርብ ዝክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ብር 30,000.00 :  ንኣቅሑት ፅሬት 10,000.00 : ንሕትመት 30,000.00 : :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርካሪን 10,000.00 : ንኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን  100,000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብስም ማሕበር ሕብረት ስራሕን ዕቆርን ልቃሕን ፋና መናእሳይ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰዓት ስራሕ ዘምለስ ብር 150 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፈርማን ከዕርፍሉ ይግባእ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ዋና ምስ ሐደ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዕለት 13 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና በት ፅሕፈት ማሕበርና ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኩኑን ንቀፃሊኣብ ጨረታ ክይሳተፉ ከምዝግበረን ክፈልጡ ይግባእ

8 ማሕበርና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

9 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣድራሻና ኣብ መቐለ ህንፃ መንፈሳዊ ኮለጅ ከሰተብርሃን 2ይ ደብሪ

11 ንዝበለፀ ሐበረታ ኣብ ሰዓት ስራሕና ናብ በት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s