ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዝ/ዩ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ኣጎልግሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ዝተፈላዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ሎት 2 ዘይቲ ሞተር ቁፅሪ 40 ካብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2013 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ናዉቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ