ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን
2 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም
3 ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት