https://tenders.milkta.com/ti/display/12945

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

2 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

3 ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት