ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ካይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንደስላሴ ኣብ ምምሕዳ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናዉቲ ገዛ ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምና : ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s