ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከብ ማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝህብ ካፍተርያን ፣ ናይ መኪናመለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን
3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም
4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92