ተዓፅዩ

የቤትና ቦታ የሽያጭ ጨረታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2012 12:30 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2012 12:31 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ረመፅ ዓዲ ሕርዲ ባዕከር መንገዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ስራሕ ዝብ ዘርሖ ዘሎ ፕሮጀክት ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ፣ ግሪስ እና ካርታመ በርሚል፣ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና ጎማ ዘገልገሉ ናየ ሎዶር ጎማ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ባትሪ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ አና ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ፖሊ መቐለ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ