ተዓፅዩ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ዘገልገለ ናይ ባህር ዛፍ ፣ ናይ ሞራሌን ፕላይ ዉድን ቁርፅራፅ ዕንፀይቲ ፣ ዝተፈላለዪ መጠን ዘለዎ ናይ ተንዲኖ ቁርፅራፅ ብረት ንዉሓት 80ሲንትሜትርን ካብኡ ንታሕቲ፣ ናይ ስሚንቶ ከረጢት፣ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል ፣ ናይ ካርታመ በርሚል 3450፣ ናይ ፕራይም MC-30 በርሚል350፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A 150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 14*24 ፣ ዘገልገለ ጎማ 23.5*25 ፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ