ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለዉሉ ኩነታት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ብ ደቀቅተን ኣናእሽተይን ዝተወደብኩም ብዘገልገሉ /ዝኣረጉ ንብረት ምዕዳግ ምሻጥን ዝብል ንግዲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ ደረጃኩም ዝገልፅ ሰርተፊኬት

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቐትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-19 ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊሎም ብምዉሳድ ነቲ ንብረት ንምርኣይ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መዓልቲ ካብ 2፡30 ክሳብ 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ምርኣይ ይኻኣል

ጨረታ መደብ

s