ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዋተር ፓምፕ ፣ ቫይብሬተር፣ ዌልዲን ማሽን ፣ ኮፓክተር ፣ ጀነሬተር ፣ ዝመሰሉን ብተወሳኪ ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፕሪንተር ፋክስ፣ ፊሪጃት፣ ማይ መፃረይ ፣ ላዉንደሪ ማሽን ፣ ስቶቭ ፣ዝተፈላለዩ ጣዉላታት ፣ ሓፂን ዓራት ዝተፈላለዩ ወናብር ጠረፔዛ ፣ ሸልፍን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓይጋ ንግድን ኢንድስትርን ሓ/ዝ/ዉ/ሓ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ዉቕሮ 2ተ ኣዉላዕሎ ፍሉይ ቦታ ጣብያ በለሳ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ ዉልቀ ትካል እንትኸዉን ትሕት ክብል ዝተገለፁ ኣቅሑት ማለት እዉን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባትሪታት ቁርፅራፅ ብረታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ በራሚልን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ኣብ ፋብሪካና ዘምርቶ ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚሜ በዝሒ 24099 ብንፅል ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ስለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 29, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪና ዝርከቡ ዝተፋላለዩ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዝተፈላለዩ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s