Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ