ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ከመኡ እዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪን ኣብ ኣብያተ ንባብን ካልኦትን ዝርከብ ዘገልገሉ መፃሕፍትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 3, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ኣብ ቁፅሪ 2ይ ብርኪ ዝርከቡ ባህርዛፍን ኣብ ከባቢ ቢሮ ተቆሪፁ ወዲቁ ዘሎ ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2012 4:20 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s