ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ኣብያተ ትምህርቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን እስፔራት ወናብራት ኮታስ ዝተፈላለለዩ ንብረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብደንቢ ስለ ዝግለፅ ገዚእኩም ንክትርእዩ ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
bidding: search status closed
1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ቤት ትምህርቲ 2ይ ብርኪ መሶቦ ፣ ቤት ምህርቲ ዕላላ ይርከብ
2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 19/08/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ
3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 20/08/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን
6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10