ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 2ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለዩ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ማለት እዉን ንብረት ብምድብ ማለት LOT መቒሉዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላኽን ንብረት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፍት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ወፃኢ ፈርኒቸራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከፀግንን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ን1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤሌክትሪክ : ፈርኒቸር : ናይ መኪና መለዋወጥን: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸር ፡ናይ መኪና መለዋወጥን ፡ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ዓይነት ቐዋሚ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንምሻጥ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ