ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንከተማ ዓዲግራት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ ኤለክትሪክ መብራህቲ ወይድማ ኣቁሑት ሶድየም ላምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።