ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ላፕቶፓት ፣መሳርሒ ሙዚቃ፣ ኬሚካላት ፣ኣቁሑት ላባራቶሪ ፣ዕጥቅታት ስፖርት ፣ናይ ተምሃሮ ወንበርን ፣ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ካልኦት አቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ከባቢያዊ ልምዓት ክ/ ከ/ ቀ/ ወያነ ን 1ይ ወያነ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ (ብልሙድ ገረብ ፀዶ 2ይ ብርኪ ቤት ትቲ ) ብናይ ቢሮ ትምህርቲ ስታንዳርድ መሰረት ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸራት(ጠረጴዛ፣ መንበቢ ወንበር ፣ሸልፍ፣ ፀሊም ሰሌዳ ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ኣብያተ ፅሕፈት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፣ንሓለዋ ጥዕና እንሰሳ ዝዉዕል ንብረትን ኬሚካላትን ፣መገጣጠሚ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶን ትካላትን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ፣ብስክሌት ፣ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ