ኣብ በሮ ኮንስትራኽሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ሎት ሓዳ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።