ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበኛን ሓፂርን ስልጠናን ዘሰልጥኑ ንሰልጠንቲ ዝተመደብሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ፅሬት ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት ፣ ኤለክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን ፣ናይ ብሎኬት፣ ኮብልስቶን ፣ፈርኒቸርን ፣ሕትመትን ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለትዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ኣቁሑት ኤለክትርክሲቲ፣ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማለት እዉን መሰልጠኒ ምድላዉ ምግብን መስተን ፣መሰልጠኒ ፅባቀ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ አንስትዮን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅገና ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ፕሪንተር ቀለም ምምላእን፣ ኣገልግሎት ካፍቴርያን ምርካብ ፣ከምኡዉን መሳርሒ ህንፃ፣ ግዝኢት ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ቢሮን ፣ስራሕቲ ሕትመት ንጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንምፍፃም ኣብ በጀት 2008 ዓ ∙ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ ፅሬት ኣቁሑትን : ናይ ቧንቧ ኣቁሐትን አዉቶሞቲቭ ኣቁሐት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
እዞም ዝስዕቡ ሀለቅቲ ናይ ቢሮ አቁሑት ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተወዳደርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ኣለኩምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ናይ ማይን መገጣጠሚን ንብረታት ዝተፈላለዩ ዓለባ ደንቢ ልብሲ : ኣቁሑት ቢሮ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ተሽከርከርቲ ኣቁሑትን መለዋወጢ : ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ንመሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ቢሮ ፈኒቸር : ሕትመታት : ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክል ን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ