ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።