ኣብ ርእሲ ዋኒነ ከምዝተዓለበ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ብቢሮና ናይ ተሽከርከርቲ ገና ገራጅ- ብግልፂ ጨረታ አወዳድርን ንሓደ ዓመት ወዕሊ ክኣስርን ይደለ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።