ግልፂ ጨረታተዓፅዩ መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ፅገና ተሽከርከርቲ ደረጃ 4ዯን ልዕሊኡን ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ፅገና ተሽከርከርቲ ደረጃ 4ዯን ልዕሊኡን ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅገና ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅገና ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጎሚስታ ሞተረ ሳይክል ናይ ኢድ ዋጋ ን2018 በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጎሚስታ ሞተረ ሳይክል ናይ ኢድ ዋጋ ን2018 በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ተከዘ ዃቲ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝተ/ዉልቀ/ማሕበር ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ተከዘ ዃቲ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝተ/ዉልቀ/ማሕበር ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታጋንታ አፈሹም ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና ጋራጅ ናይ ጉልበት 5000 ብር : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት 5000 ብር : ኤሌክትሪክስ 3000 ብናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና+4 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዋና መእተዊ/ዓብይ/ በሪን ኣለሙኒየም በሪታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 3:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዋና መእተዊ/ዓብይ/ በሪን ኣለሙኒየም በሪታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 7, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ10,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::