ቢሮ ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ምልክታ ጨረታ ፕረፎርማ ) 8 ኣቅሑት ስራሕቲ ዕገና ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ 2018 ዓ/ም ን1 ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።