ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 25, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእምባ ኣላጀናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ፅገና ተሽከርከርቲ ደረጃ 4ዯን ልዕሊኡን ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ፅገና ተሽከርከርቲ ደረጃ 4ዯን ልዕሊኡን ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅገና ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅገና ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ