Closed
ተከዘ ዃቲ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝተ/ዉልቀ/ማሕበር ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።