ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዓበይትን ንእሽተይን መኪና ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።