ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
አክሱም ዩኒቨርሲቲ የህክምና ላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ የይሮሎጅ ህክምና ዕቃዎች፣ የዓይን ህክምና ዕቃዎች(ophthalmology equipments) ፣ የሲቪል ኢንጅነሪንግ ላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ የፈርኒቸር ዕቃዎች፣ ለምግብ ዝግጅት የሚያገለግሉ የተለያዩ ቁሳቁሶች፣ የፖታሎጂ ህክምና ዕቃዎች፣ የቴክስታይል ላቦራቶሪ ዕቃዎች ድጋሚ፣ Pepper milling machine፣ Auditorium (theater) chair፣ የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች፣ የኬሚስትሪ የላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ Automatic stand by generator፣ የስፖርት ትጥቅ እና ቁሳቁስዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2010 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብኣብወረድኡንዝርከባአብያተ ፅሕፈትንግልጋሎትዝዉዕልናይ ተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታት ምስ መገጣጠሚኡ : መሳርሒታት ቴክኒክ ቆፀርቲ ማይ : ኣቀሑት ላብራቶሪ : ናይ ማይ ሞተር ፓምፕን : ናዉቲ ቤት ዕዩን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ