ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2008 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቑሑትን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ አቁሑት : ናይ ምርምርን ግብርናን መሳርሒ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉትን ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ካብ መደበኛ በጀት ኣብ ጣብያ ዛታ ታናል ምንዋሕ ምስራሕ ንዝክእሉ ብማይ ኮንስትራከሽን ብደረጃ 8 ብደቀቅቲ ካብ ዝተወደቡ ትካላት ንግዲ፣ብተወሳኪዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕርሻ ኣቁሑት ፣ላባራቶሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ