ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።