ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክን ኣቁሑትን ፊርቸርን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናውቲ ቢሮ (Furniture) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ ዩኒዲፒ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርቲ ጥዕና አገልግሎት ዝዉዕለ ምድብ ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ምድብ ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዕ/መሳርሒ አቁሑትን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ዩንዲፒ ፒሲኤፍ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ናይ UNDP ዝወራረድ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ተሓባበሪ ቢሮ ከልል ትግራይ ናዊቲ ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፋላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤለክትሮኒክስ ፈርንቸርን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም በጀት ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ካብ ገባሪ ሰናይ ኤንዲፒ ፕሮግራም ብዘተረከበ በጀት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸርን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ