ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታናዕዴር ዓዴት ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1 ናውቲ ኤለክትሮኒክስ ፥ ሎት-2 ናይ ጀነሬተር መለዋወጢ ፥ ሎት-3 ናውቲ ቢሮ(Furniture) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1 ናውቲ ኤለክትሮኒክስ ፥ ሎት-2 ናይ ጀነሬተር መለዋወጢ ፥ ሎት-3 ናውቲ ቢሮ(Furniture) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመኮኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Furniture (ናይ ተምሃሮ ዴስክ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Furniture (ናይ ተምሃሮ ዴስክ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ፈርኒቸር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ፈርኒቸር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክን ኣቁሑትን ፊርቸርን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክን ኣቁሑትን ፊርቸርን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናውቲ ቢሮ (Furniture) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናውቲ ቢሮ (Furniture) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ።