ተዓፅዩ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ ዩኒዲፒ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርቲ ጥዕና አገልግሎት ዝዉዕለ ምድብ ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ምድብ ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ሐደን 10000 ቅርሺ ፡ ንምደብ ክልተ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ