ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ጎማን ባትርን ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ሎት 1 ኤሌክትሮኒክስ ፣ ሎት 2 ፈርኒቸር ፣ ሎት 3 ናይ መኪና ጋራዠ ፅገና ፣ ሎት 4 ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ናይ ዩኤል ጂዲፒ 2ተ በጀትን ካብ ስሩዕ በጀትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዲፓርትመንትን፣ ንኣገልግሎት ዝውዕል ኮምፒዩተር፣ ናይ ቢሮ ደረቅ ወንበርን፣ ሸራተን ወንበርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኲሓ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1- ና ኤሌክትሮኒክ መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ኣይስቲን ኣክሰሰርን (ICT/ accessory ን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ኲሓ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1- ና ኤሌክትሮኒክ መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ኣይስቲን ኣክሰሰርን (ICT/ accessory ን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕትታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ቤት ፍርዲ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፤ ፈርኒቸርን፤ ናይ ህንፃ ውሽጣዊ መሳርሕታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መደባይ ዛና ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ (Electronics materials) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ