ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።