ተዓፅዩ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ 2 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ምድብ 3 ክራይ ዶዘር መኪና ፣ ምድብ 4 ፅገና መኪና ፣ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ፣ ዲስክ ኮምፒዩተር ፣ ምድብ 2 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት (poultry Equipment) ፣ ጀነሬተር በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2011 10:59 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ