ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መምሃሪ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ብስክሌትን፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣንእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ሕትመት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ፣ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
የኢትዮጵያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለሥልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት ድርጅቶች የጽህፈት መሳ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 2018-12-4 10:00 ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ቢርኡ ዝውዕሉ ዲጅታል ካሜራን ፣ ቪድዩ ካሜራን ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ንናይ ኢንተርኔት ሲይስተም ግልጋሎት ዝውዕሉ ሲስኮ ስዊች ፣ ስዊች 24 ፖትስ ጊጋባይት ኢንሀርኔት መፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ሞያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ቪድዮ ካሜራ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈላለዩ በጀት ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቀሑት መለዋወጢ መኪና (ስፔር ፓርት)፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክሰ ክትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ