በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል D-link/24 port ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ.ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401875 ምድዋል ይከኣል።