https://tenders.milkta.com/ti/display/5701

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል D-link/24 port ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ.ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401875 ምድዋል ይከኣል።