Mekelle Water Supply & Sewerage Service Office : Smart UPS Capacity 1500VA Set 03 Electrical power divider Set 10 :

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተር፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ ኤሌክትሮ መካኒካልን ፣ፓምፕ፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓመት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጀነሬተርን ከምኡ ድማ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s