ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ 2012/13ዓ/ም ግብሪ 2012ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ፣ ምዝገባ ንግዲ ተወሳኺ ታክስ እሴት መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝሕግዙ መረዳእታታትን ምስ ዋናን ዝተገናዘበ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቕርብ ዝከእሉ
2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ኣብ መቐለ ናብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ኣለዎ
3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ህንፃ ካሳቴ ብርሃን 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ካብ 28 ነሓሰ ክሳብ 04/13/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል
4 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅድመ ኩነት ኣብ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ አዋና ዉዕሊ ክሳብ ዝዛዘም ከትሕዙ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ዕለት 04/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብለ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት
6 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 46