የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት ለ2013 በጀት ዓመት ኣገልግሎት የሚውሉ በምድብ ያላቸዉ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ምድብ 1 የፅህፈት መሳሪያ ዕቃዎች፣ ምድብ 2 የፅዳት ዕቃዎች፣ ምድብ 3 የሕትመት እቃዎች፣ ምድብ 4 የኣደጋ መከላከያ ኣልባሳት፣ ምድብ 5 የኤሌክትሪክ እቃዎች ምድብ 6 የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች ምድብ 7 የኮንስትራክሽን ዕቃዎች ምድብ 8 የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 9, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ፣ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ንስራሕቱ ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ኮምፒተርን አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2013 6:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘ ናይ ኤሌክትሮኒስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2013 4:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ እንትጮ አብ ናይ 2013 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ/ባንባ ኣቅሑ/ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ እስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ ክተማልኡ ይግባእ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2013 6:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s