ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ን 2013በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 23, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ሰርተፊኬት መቅረባይነት 2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረጋገፂ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ሓምለ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ካብ 21/01/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል
4 መኸበሪ ጨረታ ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን 3000 ቅርሺ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክአል
5 ጨረታ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87