ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ እንትጮ አብ ናይ 2013 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ/ባንባ ኣቅሑ/ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ እስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ ክተማልኡ ይግባእ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2013 6:05 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ወይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ወዲ ሳምሩ ዝርከብ ወረዳ ነቅሰገን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንበረት መፂኢኩም ክትወስዱ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ን 2013 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝረከቡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ፅሬት ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ ፣ 5 ፈርኒቸራት ፣ 6 ናይ መኪና ሰርቪስ ጋራዥ ብዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ዉዕሊ ክኣስርን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገልን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ