ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋህንፃ ኤሌክተሮኒክስ ንፅሕፈት መሳርሒ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ DISKTOP AND PRINTER ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s