ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ አቑሑት ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ አቑሑት ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብሜሌ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብሜሌ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 30, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝረክበ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝረክበ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ክፍለ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ክፍለ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2018 3:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2% ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።