ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2 ብዝሒ ዘለዎም Core i7 ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ከምኡ’ውን ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝግበኦም ኮይኑ፣ ዝቐርብ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎ ወይ ዘይብሉ ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
* መወዳደሪ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቕረብ ዘለዎ ኮይኑ፣ ሰዓራይ ዝተበሃለ ትካል ኣብ ዝሓፀረ እዋን እቲ ኣቕሓ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 24/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 26/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ኮይኑ፣ ብዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ወይ ኣብ ዕደጋ ቀዳም ዝርከብ ናይቲ ኢንተርፕራይዝ ክፍሊ ዕደጋ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይቻኣል።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37977 37899 | 1 | Lap Top | corI-7 | pcs | 2 |
_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 24/06/2018_ 26/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።
_ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ሰዓት ይኸውን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
_ ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕንl